
ሓገዝን ደገፋትን ኣብ ግዜ ቅልውላው ኮሮና– ክንሕግዝ ኢና ኣብዚ ዘለና!
እዚ ህሉው ኩነታት ንኮሮና ቫይረስን ምስኡ ዝተሓሓዝ ዘይንጹርነትን ንምቁጽጻርን ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ ድረታታት፡ ንብዙሓት ሰባት ዓቢ ኮይንዎም ኣሎ። ኣብዚ ከበድቲ እዋናት፡ በይንኹም ክትኮኑ ኣይንሓድገኩምን ኢና።
ንሕና ኣለናልኩም
- ኣብ ግዜ ህጹጽ እዋናትን ናይ ወጥሪ ኩነታትን
- ብቴሌፎንን ብዝተሓለወ ናይ መስመር ኢንተርነት ባይታን ናጻን ምስጢራውን ምኽርታት እናሃብና
- ኣብ ፍሉይ ኩነታት ድማ ብኣካል እናረኸብና
- ኣብ ጸበብቲ ቅልውላዋት ብዝተኻእለ መጠን ክንርከበልኩም ኢና
ርኸቡና
contact
Social Counselling
Mondays 9:30–12:30 Uhr
Thursdays14:00–17:30 Uhr
Also we provide the possibility of individual appointments.
Your contact persons at Evangelisches Zentrum für Beratung & Therapie am Weißen Stein





Your contact persons at Evangelisches Zentrum für Beratung in Höchst


Your contact persons at Evangelisches Zentrum für Beratung in Höchst