ኣብ ዝምድናኹም ግርጭት ምስ ዘገጥመኩም፡ ኣብ ውሽጢ ስድራቤትኩም ጸገም ምስ ዘጋጥመኩም ወይ ከቢድ ናይ ህይወት ቅልውላው ምስ ዘጋጥመኩም። ርኸቡና!
ሓገዝን ደገፋትን ኣብ ግዜ
ቅልውላው
ኮሮና– ክንሕግዝ ኢና ኣብዚ ዘለና!
እዚ ህሉው ኩነታት ንኮሮና
ቫይረስን ምስኡ ዝተሓሓዝ ዘይንጹርነትን
ንምቁጽጻርን ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ
ድረታታት፡ ንብዙሓት ሰባት ዓቢ
ኮይንዎም ኣሎ። ኣብዚ ከበድቲ
እዋናት፡ በይንኹም ክትኮኑ ኣይንሓድገኩምን
ኢና።
ንሕና ኣለናልኩም
- ኣብ
ግዜ ህጹጽ እዋናትን
ናይ ወጥሪ ኩነታትን
- ብቴሌፎንን
ብዝተሓለወ ናይ መስመር ኢንተርነት
ባይታን ናጻን ምስጢራውን ምኽርታት እናሃብና
- ኣብ
ፍሉይ ኩነታት ድማ ብኣካል
እናረኸብና
- ኣብ
ጸበብቲ ቅልውላዋት ብዝተኻእለ መጠን ክንርከበልኩም
ኢና
ርኸቡና
ኣብ Haus am Weißen Stein ትረኽብዎም ሰባት
Mandy Hanke
Sekretariat
Frankfurt
069 / 53 02 221
E-Mail

Dr. Jörg Fertsch-Röver
Paar- und Lebensberatung, Leitung
Frankfurt
069 / 53 02 221
E-Mail

Claudia Westenberger
Paar- und Lebensberatung
Frankfurt
069 / 53 02 221
E-Mail
ኣብ Evangelisches Zentrum für Beratung ኣብ ውሽጢ Offenbach ትረኽብዎም ሰባት

Brigitte Ernst
Verwaltung
Offenbach
069 / 82 97 70 99
E-Mail

David Mayer
Beratung
Offenbach
069 / 82 97 70 99
E-Mail

Dr. Jörg Fertsch-Röver
Paar- und Lebensberatung
Offenbach
069 / 82 97 70 99
E-Mail

Ute Föhre
Verwaltung
Offenbach
069 / 82 97 70 99
E-Mail
ኣብ Evangelisches Zentrum für Beratung ውሽጢ ትረኽብዎም ሰባት

Judith Rosner
Leitung
Höchst
069 / 75 93 672 10
E-Mail

Beate Fuchs
Lebensberatung
Höchst
069 / 75 93 672 10
E-Mail
Andrea Schare
Sekretariat
Höchst
069 / 75 93 672 10
E-Mail