መጀመርታ

ሓገዝን ደገፋትን ኣብ ግዜ ቅልውላው ኮሮናክንሕግዝ ኢና ኣብዚ ምሳኹም ዘለና!

እዚ ህሉው ኩነታት ንኮሮና ቫይረስን ምስኡ ዝተሓሓዝ ዘይንጹርነትን ንምቁጽጻርን ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ ድረታታት፡ ንብዙሓት ሰባት ዓቢ ብድሆ ኮይንዎም ኣሎ። ጽምዋ ድዩ ዝስምዓኩም ዘሎ፡ ብዛዕባ ስድራቤትኩም ሕቶታትን ስክፍታታትን ድዩ ዘለኩም ወይ ድማ ኣብ ፋይናንሳዊ ወጥሪ ዲኹም ዘለኹም-ኣብዚ ናይ ኮሮና ቫይረስ ቅልውላው በይንኹም ኣይኮንኩምን።

ንሕና ኣለናልኩም

  • ኣብ
    ግዜ ህጹጽ እዋናትን
    ናይ ወጥሪ ኩነታትን
  • ብቴሌፎንን
    ብዝተሓለወ ናይ መስመር ኢንተርነት
    ባይታን ናጻን ምስጢራውን ምኽርታት እናሃብና
  • ኣብ
    ፍሉይ ኩነታት ድማ ብኣካል
    እናረኸብና
  • ኣብ
    ጸበብቲ ቅልውላዋት ብዝተኻእለ መጠን ክንርከበልኩም
    ኢና

ንህጻናትን ንኣሽቱ መንእሰያትን ናይ ቅልውላው ቅልጡፍ መስመር ቁጽርና

ኣብ Frankfurt

ኣብ Frankfurt-Höchst:

ንእኹላት ሰባት ዝኸውን ናይ ቅልጡፍ መስመር ቁጽርና

ኣብ Frankfurt

ኣብ Frankfurt-Höchst:

ኣብ Offenbach:

ብኽብረትኩም ኣስተውዕሉ: ኣብ ቦታ ስራሕ ኮይኑ ዘማኽር ዘሎ ሰብ

በዚ ተኸሲቱ ዘሎ ህሉው ናይ ጥዕና ኩነታት፡ ኣብ Frankfurt-Eschersheim Frankfurt-Höchst ከምኡውን ኣብ Offenbach ዘለዋ ናይ ምኽሪ ማእከላትና፡ ተወሳኺ ምልክታ ክሳዕ ዝወሃበና፡ ናይ ቴሌፎንን ናይ መስመር ኢንተርነት ምኽሪ ጥራይ ክህባ እየን። ኣብ ቦታ መጺእኻ ዝግበር ውልቃዊ ምኽሪ፡ ኣብ ፍሉይ ውልቃዊ ጉዳያት ብጠለብ ምስ ዝግበር ተኽእሎታት ኣሎ።

ኣብዞም ዝስዕቡ መዳያት ንመኽረኩም

ብኸምይ ክብ ኢልና ከምንርአ

ኣገልግሎታትና ንኹሉ ሰብ እዮም — ድሕረባይትኦም፡ ጾታ፡ ቅዲ ኣነባብራ፡ ደረጃ ወይ ሃይማኖት ወዘተ ብዘየገድስ።

ምኽርታትና ምስጢራውያን እዮም።

ኣስተርጎምቲ ኣለዉና።

ሞያውያን ኣብ ዓውዲ-ፍልጠታት ናይ ማሕበራዊ ስራሕ፡ ትምህርቲ፡ ማሕበራዊ ስነ-ምምህርና ከምኡ’ውን ስነ-ኣእምሮ።

ምኽርታትና ብናጻ እዮም።

ናይ ሓጺር እዋን ቆጸራታት ኣብ ጒዳያት ቅልውላው

ቦታታት

Evangelisches Zentrum 
für Beratung und Therapie am Weißen Stein
069 / 53 022 22
Eschersheimer Landstraße 567
60431 Frankfurt am Main

Evangelisches Zentrum für Beratung in Höchst
069 / 75 93 67 210
Leverkuser Straße 7
65929 Frankfurt am Main

Evangelisches Zentrum für Beratung in Offenbach
069 / 82 97 70 99
Arthur-Zitscher-Straße 13
63065 Offenbach