ብዛዕባና

ኩሉ ሓበሬታ ብዛዕባ Evangelischer Regionalverband ( ዞባዊ ሉተራን ማሕበር) ን እነኽብሮ ነገርን።

እቲ Evangelischer Regionalverband (ዞባዊ ሉተራን ማሕበር) ማሕበር ናይ ሉተራን ኣመንትን ናይ ሉተራን ቁምስና ኣብ ፍራንክፈርትን ኦፈንባች። ከም ፍሉጣት ግብረሰናይን ናይ መንእሰያት ተጣበቅትን፡ ሰፊሕ ዝኾነ ናይ ማሕበራውን ትምህርታውን ትካላትን እንውንን ኣብዘን ክልተ ከተማታት ኢና። ክፍልና ናይ ሉተራን ናይ ትምህርቲ መሳለጥያታትን ኢንስቲቱቲኦንስ፡ ናይ መንእሰያት መስል ኣገልግሎትን፡ ምኽርን ምዕዶ ኣገልግሎትን ንህብ። ፕ

ና ምኽሪ ኣገልግሎትና ኣብ ቅልውላው ግዜ ንዝነብውሩ ሰባት ብምድጋፍ፡ ኣብ ግዜ ህጹጽ ረዲኤትን ወጥርን ን ልዕሊ 55 ዓመታት ንደቂ ሰባት ደጊፉ። ሓገዛትና ኩሉ ጊዜ ናብ ፍራንክፈርት ዝቅመጡ ንምሕያልን ዝተወሃሃደ ሂወት ኣብ ንሓድሕዶምን ምስቲ ሰፊሕ ሕብረተሰብ ንኽነብሩን ኢዩ። ኣካል ናይ ሉተራን ቤተክርስቲያን ኣብ ፍራንክፈርትን ኦፈንባችን፡ ዘየቃርጽ ምስ ክርስቲኣያናዊ ሓሳባዊ ሰባት ሂወቶም እንዳተዋስኡ ን ውልቃዊ ናይ ነብሶም ተበግሶን፡ ሓላፍነትን ማሕበራዊተሳታፍነቶምን ዘዕብይሉ ዕላማ ዝሓዘ ኢዩ።

ከም ምርዳእና ኩሉ ኣገልግሎትና ን ኹሉ ሰብ ክፉት ኢዩ። እቲ ክፉት ናይ ምኽሪ ኣገልግሎትና ነጻ ንናይ ምኽሪን ምዕዶን ኣገልግሎት ንኹሉ ሰብ ይህብ፡ ደረጅኡ ብዘየገድስ፡ ሃይማኖት፡ ድሕረባይታ፡ ጾታ ወይ ጾታዊ ኣሰራኣርዕ። እቲ ኣገልግሎት ኣብተን ሰለስተ ኣብያተ ምኽሪታትና ዘሎ ኣብ Eschersheim, Höchst and Offenbach ይዝርጋሕ ካብ ስድራቤት፡ ኣተዓባብያን ምኽሪ ን መንእሰያትን ንተጻመድትንብዝዕባ ሂወት ምኽርን፡ ሓባራዊ ምኽርን ኣብ ናይ ስደተኛታትን ዝሃደሙን ዝተሞርኮሰን፡ ምኽሪ፡ ምዕዶን ተራፒን ን ስደተኛታትን፡ ተወሳኺ ምክሪ ብዛዕባ ወልፊ መስተን ጠላዕ ወልፍን፡ ናይ ዕዳ ምኽርን። ብተወሳኺ ኣብ ሓሙሽተ ዓበይቲ ተኣቀማጦ ኑቅጣታት ናይ ማሕበራዊ ምኽርታት ንህብ።

ልዕሊ 50ሰራሕተኛታት ቆጺርና ኣብ ልዕሊ ትሽዓተ ቦታታት ነስርሕ። ሰራሕተኛታትና ዲግሪ ብ ሳይኮሎጂ፡ ፐዳጎጂ፡ ፖለቲካዊ መጽናዕትትታትን ወዘትን። ብተወሳኺ ውን ናይ ተራፒቱክን ምኽሪ ዓውድ ሞያን ብቁዕ ዝኮነ ምኽራዊ ኣገልግሎት ክህብሉ ዝክእሉ ኣለዎም። ሰብ ሞያ ተቀማጦ ፍራንክ ፈርት ብተወሳኺ ን ምኽሪን ጋንታ ከም ወለንታውያን ን፡ ከም ሓገዝቲ ተኸታተልትን፡ መራሕትንሓገዝትን ንሓባራዊ ዝርርብ ምኽሪ ብምምራሕን ይድግፉ።

For more information please visit:

EFO Magazin