ምጹና ንኸምዚኦም ዘኣመሰሉ ኩነታት፡:
- ብኣተዓባብያኻ እንተበርቲዕካ
- ቆልዓኻ ምስ የዕሩኽቱ ጸገም እንተልይዎ፡ ኣብ መዋእለ ህጻናት፡ ቤትትምህርቲ ወያብ ስልጠንኦም ወይ ኣብ ስራሕ
- ርግጸኛ እንተዘይኮንካ ከም ወላዲ ኣተኣላልያኻ ወይ ምስ መጻምድትኻ ምስዘትሰማማዕ
- ውላድካ ብጽሕና ያቱ እንተሎ’ሞ ትሽህገር እንተሎኻ
- ኣብ ሞንጎኻን መጻምድትኻን ክርክር እንተሎን ምስ ስድራቤትካን
- ተፈላሊኻ ወይ ክትፈላለ ትሓስብ ኣሎኻ ወይ ፍትሕን ኢሞ እንታይ ከም ትገብር ዘይትፈልጥ
- ቆልዓ እንተወለድካሞ ኩሉ ቅኑዕ ክትገብር እንተደሎኻ
- ጥንስቲ እንተኾንካ ሞ ብዙሕ ሕቶ እንተሎካ
ምኽሪ ብ ወለንታን ብዘይ ክፍሊትን ኢዩ። ምስጢር ከኣ ዝተዓቀበ ኢዩ። ተርጎምቲ ከም ኣድላይነቱ ያትዉ ኢዮም።
እቶም ምኩራት ኣማኸርትና ምሁርስት ስፐሻሊስት፡ ሳይኮሎጂስትን ሾሻል ፐዳጎጂን። እቶም ዝበለጸ ኣገልግሎት ዝህቡ ብዝብል ተሰሊምና ኢና ብ ናይ ሃገራዊ ናይ ጀርመን ትምህርታዊ ምኽሪን መሪሕነትን ኣኼባ።