ኦንላይን ምኽሪ

ንኦንላይን ምኽሪ ዝመሳሰል ብዛዕባ ናይ ስድራቤት ጉዳይ ምኽሪ ክትቅበሉ’ዶ ትደልዩ፧

ናይ ስፐሻሊስትና ማሕበር፡ ናይ ጀርመንትምህርታዊ ምኽሪን መምምርሒ ኣኼባ(bke) ናይ ኦንላይን ምኽርን ን መንእሰያትን ወለድትን ይህብ። እዞም ምኽርታት ብዘይ ክፍሊት ኢዮም ዝወሃቡ፡ ገጽ ንገጽ ምኽሪ ውን ኣለዉ።

ምኽሪ ኩሉግዜ ብ ምኩራት ሰብ ሞያ ኢዩ ዝወሃብ ምስ ናይ ብዙሕ ዓመታት ተሞኩሮ። በቲ ናይዚ ሕጂ ዘሎ ናይ ዳታ ሕጊ ከኣ ይቅየዱ።

ምኽሪ ብ ቅቡል ዝኮነ ኢማኦል ወይ ብውልቂ ወይ ብእኩብ ይወሃብ። ብ ስልጡን ዝኾነ ኣገባብምስ ካሎት መናእሰያት ወይ ውወለድቲ ተሞኩሮኻ ክትለዋወጥ ትኽእል።