„ ኣብ ቆልዑት ኣተኩር“ ኣተዓባብያ ትምህርቲ

  • ድሕሪ ፍትሕ ንደቅካ ዝበለጸ ዝጥቀምሉ ድሕሪ ምፍልላይ ኣተኩር፧
  • ሓገዝ ንደቅኻንምእላይ ትደሊ ኣሎኻ፧
  • ጭንቀት ኣጉዲልካ ብህድኣት ከመይ ኢልካ ትነብር፧

እቲ” ኣተኩሮ ኣብ ቆልዑ” መደብ ንዝተፈላለዩ ወለድቲ ይሕግዝ ብዝተኻእለ መጠን ኣወንታዊ ዝኾነ ስድራቤታዊ ሂወትን ንክህልዎምን፡ ንጥቅሚ ደቆም ቀንዲ። ኣቦታትን ኣዴታትን ን ደቆም ንኽሕግዙ ክበራትዑን ጠቃሚ ዝኾነ መሪሕነት ኣብ ግዜ ኸቢድ ሽግሮም ናይ ጭንቀቶም ደረጃ ንሙግዳልን።

„ ኣቶኩሮ ኣብ ቆልዑት” ብ ህጹጽ ስድራቤት ሆትላይን ብ Munich Association and Ludwig-Maximilians ዩኒቨርሲቲ Munich (LMU, Prof. Dr. Sabine Walper and her team) ኢዩ ማዕቢሉ።

Kinder im Blick

እቲ ሳይኮሎጂያአኢ ምኽሪ ኣገልግሎት ኣብ Evangelisches Zentrum Höchst ይህብ “ኣቶኩሮ ኣብ ቆልዑት” ኣተዓባብያ ትምህርቲ። እዚ ትምህርቲ ሸውዓተ ኣርእስታት ነናይ ሰለስተ ስዓት ነብሲ ወከፍ ይወስድ። ስድራቤታት ኣብ ሓንቲ ግሩፕ ክሳተፉ ኣይፍቀድን። እቲ ትምህርቲ ብክልተ ሰብ ሞያ ኢዩ ዝምራሕ። ወለድቲ ነቲ ሓዲስህ ክእለታቶም ዝጥቀምሉ ብዙሕ ንብረታዊ ደገፋት ይረኽቡ።

Costs: €100 (with cost exemptions for those on unemployment benefits or low incomes)

Registration

Andrea Schare

Sekretariat

Höchst

069 / 75 93 672 10

E-Mail