ብዛዕባ ወልፊ ዝኾኑ ሕቶታት እንተልዮምኹም ሓበሬታን ሓገዝን ንምርካብ ርኸቡና። ንናይ ኣልኮላዊ መስተ፡ ዘይሕጋዊ ሓሽሻት፡ ዝእዘዙ መድሃኒታት፡ ቁማር ይኹን ወይ ካልእ ወልፍታት፥ ነቶም ብእኡ ዝተጸልዉ ከምኡ’ውን ስድራቤታቶምን ካብ ማሕበራዊ ኣከባቢኦም ዝመጹ ሰባትን ንምሕጋዝ ድሉዋት ኣለና።
ሓገዝን ደገፋትን ኣብ ግዜ
ቅልውላው
ኮሮና– ክንሕግዝ ኢና ኣብዚ ዘለና!
እዚ ህሉው ኩነታት ንኮሮና
ቫይረስን ምስኡ ዝተሓሓዝ ዘይንጹርነትን
ንምቁጽጻርን ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ
ድረታታት፡ ንብዙሓት ሰባት ዓቢ
ኮይንዎም ኣሎ። ኣብዚ ከበድቲ
እዋናት፡ በይንኹም ክትኮኑ ኣይንሓድገኩምን
ኢና።
ንሕና ኣለናልኩም
- ኣብ
ግዜ ህጹጽ እዋናትን
ናይ ወጥሪ ኩነታትን
- ብቴሌፎንን
ብዝተሓለወ ናይ መስመር ኢንተርነት
ባይታን ናጻን ምስጢራውን ምኽርታት እናሃብና
- ኣብ
ፍሉይ ኩነታት ድማ ብኣካል
እናረኸብና
- ኣብ
ጸበብቲ ቅልውላዋት ብዝተኻእለ መጠን ክንርከበልኩም
ኢና
ርኸቡና
ርክብ
ናይ ወልፊ ምኽሪ
069 / 530 2 220
ሰኑይ – ዓርቢ 9.00 – 13.00
ሰኑይ – Do 15.00 – 17.00
ኣብ Evangelisches Zentrum für Beratung ከምኡ ድማ Therapie am Weißen Stein ትረኽብዎም ሰባት

Monika Schiemann
Sekretariat & Anmeldung
Frankfurt
069 / 53 02 302
E-Mail

Ralf Hölzel
Fachberater Glücksspiel
Frankfurt
069 / 53 02 306
E-Mail

Beate Fuchs
Beratung
Höchst
069 / 75 93 672 60
E-Mail

Martin Meding
Leitung
Frankfurt
069 / 53 02 301
E-Mail

Veit Wennhak
Fachberater Glücksspiel
Frankfurt
069 / 53 02 307
E-Mail

Anzhelina Blum
Beratung & Therapie
Frankfurt
069 / 53 02 303
E-Mail

Katrin Werland
Beratung & Therapie
Frankfurt
069 / 53 02 305
E-Mail