ብዙሕ ግዜ ብናቶም ሓሳባትን ስምዒታትብይሕደጉ፡ዘጨንቅ ተሞኩሮምንርእሶም ነዋሕቲ ይኾንዎም ድሕሪ ምፍልላይ፡ ስድራቤታት ንሓገዝ ክደልዩ መታን ክቅልልዎ ን ደቆም ነቲ ናይ ምፍልላይ ጭንቀቶም ይጽዕሩ።
- ደቅካ ምፍልላይ ተሞኪሮም ዶ ይፈልጡ፧
- ደቅኻ ክትሕግዝ ዶ ሓገዝቲ ትደሊ ኣሎኻ፧
ን ደቂ 8-11 ናይ እኩብ ትምህርቲ ንህብ ንዝተፈላለዩ ወለድቲ ዘለዎም። እዞም እኩባት ተሞኩሮታቶም ዝዘራረብሉ ባይታ ይፈጥሩ።
እቶም እኩባት ንኩነታቶም ብዝበለጸ ክስዕርዎ ይሕግዝዎም። ኣብ ምልውዋጥ ተመኩሮ የድህብ፡ ምብርታዕ ናይ ቆልዑ ርእሰ ሰኣማንነትን፡ ውልቃዊ ተሞኩሮኻ ኣምጺካ ፍታሕ ምርእእካብ ይመሃሩ።
ዓሰርተ ወይ ዓሰርተ ክልተ ግዜ ይራኸቡ። ስድራቤት ጎድኒ ጎድኒ ምስሀት ይወህስቡ።
ንዝበለጸ ሓበሬታ ነቲ ንዝርግሖ ወረቀት ተወከሱ:
German
Your contact persons