ዘለዉ ፍወሳታት – ዝተኣዘዙ መድሃኒታት

ብዛዕባ ዝኾኑ ንወልፍታት ናይ ዝተኣዘዙ መድሃኒታት ከምኡ ድማ ዝሰማማዑ ዓይነታት ፍወሳ ዝምልከቱ ሕቶታት ምኽሪ ንህብ።

ሓደ ዓይነት ዝኾኑ ክልተ ወልፍታት የለዉን። ናይ ዝተኣዘዙ መድሃኒታት ወልፊ ብመገዲ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ፍወሳ ክፍወስ ይኽእል። ነቲ ናይ ኣካላዊ ወልፊ ሕክምና ናይ ምእላይ መርዚ ፍወሳ ኢልና ንጽውዖ፡ ነቲ ሕክምና ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ወልፊ ከኣ ናይ ምንስሓብ ፍወሳታት ኢልና ንጽውዖም።

ኣብ ናይ ምኽሪ ብዛዕባ ወልፊ ማእከልና ናይ ተመላላሲ ተሓካሚ ናይ ምንስሓብ ፍወሳ ክተካይዱ ትኽእሉ። እንተድኣ ኣብ ውሽጢ ሕክምና ኮይንካ ትሕከመሉ ናይ ምንስሓብ ፍወሳ ወዲእኩም ኣለኹም፡ ተወሳኺ ናይ ተመላላሲ ተሓካሚ ፍወሳ ካባና ክትቅበሉ ትኽእሉ ኢኹም (ናይ ድሕረ ኣብ ውሽጢ ሕክምና ናይ ምንስሓብ ፍወሳ ወይ ተኸታታሊ)።

ብተወሳኺ ሕዋስ ናይ ኣብ ውሽጢ ሕክምናን ናይ ተመላላስን ናይ ምንስሓብ ፍወሳ ኣሎ።

እቶም ወጻኢታት/ክፍሊታት ናይ ምስንሓብ ፍወሳ ብናይ ጡረታ መድሕንኩም ወይ ናይ ጥዕና ቅሙጥ ገንዘብኩም ይሽፈኑ ( እንተድኣ ግላዊ መድሕን ዘለኩም ኮይንኩም እቲ ኲነት ዝተፈልየ ክኸውን ይኽእል)።

ምሳና ተዘራረቡ። ውልቃዊ ምኽርታት ኣብ ዘለዉ ዓይነታት ፍወሳ ነቕርብ።

ምሕካም እቲ ወልፊ

ትረኽብዎም ሰባት

Monika Schiemann

Sekretariat & Anmeldung

Frankfurt

069 / 53 02 302

E-Mail

Martin Meding

Leitung

Frankfurt

069 / 53 02 301

E-Mail

Anzhelina Blum

Beratung & Therapie

Frankfurt

069 / 53 02 303

E-Mail