ኣገልግሎት ን ሰባት ምስ ኮተትየን መንእሰያትን ዝሰርሑ (16–25 ዝዕድሚኦም) (ቤትምህርትን፡ መንእሰያት ማእከላትን፡ ማሕበራትን፡ ወዘት።)

እንድሕሪ ዘይጥዕናዊ ናይ ቁማር ልምዲ ንትሕቲ ዕድመን መንእሰያትን ርኢኹም (16 to 25 ዕድሚኦም)፧

ርኸቡና ን ኸምዚ ዝበለ ነገራት:

  • ዝምክሑ መንእሰያት ብሰንኪ ምዕውስቶም ኣብ ገይም ማሽናትን፡ ስፖርት ቁማርን ብ ኦንላይን ካርታን፧
  • ዝተጠቅዑ ሰባት ብጎነጽ ወይ ብዛዕባ ዝኸሰርዎ ጠላዕ ክትዛረቦም ከሎኻ ዘረብዕም ዘጉድሉ፧
  • ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ቁማር ክጻወቱ ዝፈትዉ ከም ( ፑል፡ ናይ ጣውላ ኩዕሶ እግሪ፡ ታብለ ተኒስ ወዘተ።) ንገንዘብ ኢሎም፧
  • ምንእሰያት ናይ ቁማር ወረቀት ን ናእሽቱ ክህብዎም ምስ እትርኢ፧
  • ትፈልጥ እንተኾንካ ብዛዕባ ቤተሰቦም ተቃመርቲ ዝዛረቡ፧
  • መንእሰያት ካብ ምመዛንኦም ደጋጊሞም ክልቅሑ ትርእዮም እንተሎኻ፧

ንምምህራንን ምንእሰያት ሰራሕ ዝውዕሉን ናይ ገዛ ስልጠና ንህብ። እዚ ስልጠና ኣብ ምንቃሕ ቁማር ዝዓለመን ጸገም ናይ ቁማር ባህርያትን፡ ኣቀዲምካ ክጅምር ከሎ ምልክታቱን። እቶም ስልጠና ናይ ሰለስተ ስዓትምንውሖም ኢዮም። ዕለታትን ግዜን ብውልቂ ክንሰርዓልኩን ንኽእል።

German – Training courses and information materials

ሓበሬታን ምኽርን ብናጻ ኢዩ ዝወሃብ።

Your contact persons

Monika Schiemann

Sekretariat & Anmeldung

Frankfurt

069 / 53 02 302

E-Mail

Martin Meding

Leitung

Frankfurt

069 / 53 02 301

E-Mail

Veit Wennhak

Fachberater Glücksspiel

Frankfurt

069 / 53 02 307

E-Mail