ምኽርን ምዕዶን ን ኣባላት ስድራቤት

ወልፊ እውን ነቲ ማዝሕበራዊ ኣከባቢ ዉሉፋት ይጸሉ። ጥቅሚ ዘለዎ ምኽሪን፡ ምዕዶን ድጋፍ ንስድራቤትን ን ወልፎም ንኸጥፍኡ ንድግፍ።

ርኸቡና ብዛዕባ ከምዚ ጉዳያት፡

  • ውሉፍ ኣባል ስድራ ኣንተሎካ፧
  • ሂወትኩም ካብ ቁፅር ወጻኢ ኮይኑ እንተተሰምዓካ፧
  • ክትገብሮ ዝግባካ ኩሉ ወላ ተገበርካ፧ ተዛሪብካ፡ ለሚንካ፡ ኣፈራሪሕካ ወጪጭካን ካልእን ወላተገበርካ፧
  • ናይ ሓሶት ተስፋ እንተኣመንካ፧
  • ንርእስኻ እንተኮነንካ ጌጋ ብምግባርካ፧
  • ንመጻምድኻ/ኺ ትኸሶም እንተኮንካ ውላድኩም ውሉፍ ብምኻኑ፧
  • Yሓሳባትካ ኣብ ተስፋን ባዕልኻ ኣብ ዝፈጠርካዮ እንተኾነ፧
  • ስምዒትካ ኣብ ዝተዋጠረ ጭንቀትን፡ ሕርቃን፡ ንዑቅነትን ስልጣን ዘይምህላውን፧
  • ሓደ ሓደ ግዜ ይስልችወካ እንተኾይኑ፧
  • ምሉእ ሂወትካ ብድልየት ወልፊ ይመሓደር እንተልዩ፧

ወልፊ ምዓልታዊ ሂወትካ ይመርሓካ እንተልዩ፡ እዚ ኣብ ከቢድ ቁልውላው ናይ ፋይናንሲያውን ማሕበራውን ኣዘቅቲ የምጽእ። ኩሉ ኣብ ጥቃ እቲ ውሉፍ ዝነብር ይጽሎ፡ ብ ሓሶት፡ ዘይእሙንነት ወይ ብለቃሕ ጉዳይ ብርቱዕ ሳይኮሎጂካዊን ወይ ፋይናንሲያዊ ወጥርን ኣብ ሞንጎመጻምድትን፡ ኣባላት ስድራቤትን ምሓዙትን ይኽሰት። ኣባላት ስድራቤት ጽቡቅ ጌሮም ንርእሶም ካልዩ ይግብኦም።

ምኽርን ምዕዶን ንህብ( ነቶም ብምክንያት ወልፊ ዝተጸለዉ ውልቀሰባት) ብውልቆምን ሓደ ብ ሓደን።

ዎርክሾፓት ናባላት ስድራቤት ንህብ። እዚ ኣብ ሽዱሽተ ሰሙን ይግበር። ተሳተፍቲ ከኣ ካን ሽዱሽተ ክሳብ ዓሰርተ ሰባት ይበጽሑ። ስድራቤታዊ ዎርክ ሾፕ ብኽልተ ምኩራት ኣማኸርቲ ይካየድ።

For current workshop dates please contact:

Monika Schiemann

Sekretariat & Anmeldung

Frankfurt

069 / 53 02 302

E-Mail

Katrin Werland

Beratung & Therapie

Frankfurt

069 / 53 02 305

E-Mail

Beate Fuchs

Beratung

Höchst

069 / 75 93 672 60

E-Mail

Martin Meding

Leitung

Frankfurt

069 / 53 02 301

E-Mail

Ralf Hölzel

Fachberater Glücksspiel

Frankfurt

069 / 53 02 306

E-Mail

Anzhelina Blum

Beratung & Therapie

Frankfurt

069 / 53 02 303

E-Mail

Veit Wennhak

Fachberater Glücksspiel

Frankfurt

069 / 53 02 307

E-Mail