እዚ ስልጠና’ዚ ከም ኣካል ናይቲ ፕሮጀክት “ወልፊ ኣብ ዕድመ ዝደፍኡ ሰባት” ናይ ከተማ ፍራንክፈርት ይውሃብ።
ብዛዕባ ጒዳያት ብሓባር ንዝቲ። ብድሕሪኡ ምኽሪ ንዝተጸልዉ ኣረጋውያን፡ ንኣለይቶምን ኣብላት ስድራቤቶምን ንህብ፡ እንተድኣ ተጠሊቡ። ምኽሪ ኣብቶም ቦታታት ናይ ደገፍ መሳለጠያታት ናይ ኣረጋውያን ይውሃብ።
እዞም ዝስዕቡ ትካላት ኣብዚ ፕሮጀክት’ዚ ብሓባር ምስቲ Evangelische Suchtberatung Frankfurt am Main (ሉተራዊ ምኽሪ ናይ ወልፊ፡ ፍራንክፈርት) ይሰርሑ፥
- Victor-Gollancz-Haus, Sossenheim
- Sozial- und Rehazentrum West, Rödelheim
- Heinrich-Schleich-Haus, Fechenheim.
ትረኽብዎም ሰባት