ኣልኮላዊ መስተ

ኣልኮላዊ መስተ ንኣኹም ጸገም ድዩ፧ ብዛዕባ’ዚ ምሳኹም ንምዝርራብ ሕጉሳት ኢና።

ብዛዕባ ከምዞም ዝስዕቡ ዝኣመሰሉ ጒዳያት ርኸቡና

  • መስተ ኣመና የብዝሕ እየ ኢልካ’ዶ ትኣምን፧
  • መስተ ኣመና ከምተብዝሕ ካልእ ሰብ ነጊሩካ ኣሎ ድዩ፧
  • ብምኽንያት ናይ መስተ ባህሪኻ ናብ ጸገማት ኣቲኻ ኣለኻ’ዶ፧
  • መስተ ብሰንኪ ምብዛሕካ ናብ ስራሕ ሓሚመ ኢልካ ደዊልካ ትፈልጥ’ዶ፧
  • መዓልታዊ ዲኻ ትሰቲ፧
  • መስተ ክተቋርጽ ዘይትኽእል ኮይኑ’ዶ ይስምዓካ፧
  • ብምኽንያት መስተኻ ምስ መጻምድኻ/ስድራቤትካ ጸገማት ኣለካ’ዶ፧

ብኽብረትካ ኣብ ክፉት ምኽርታትና ንምስታፍ ነጻነት ይሰማዓካ ወይ ውልቃዊ ቆጸራ መድብ።

ምኽርታት ወለንታዊ ከምኡ’ውን ካብ ክፍሊት ናጻ እዮም። ክሎም ምኽርታት ምስጢራውያን እዮም። ኣድላዪ እንተኾይኑ ኣስተርጎምቲ ክህልዉ እዮም።

ክፉት ምኽርታት
ሰኑይ፡ ረቡዕ፡ ዓርቢ፥ 9:00ቅ.ቀ – 11:00 ቅ.ቀ
ሰሊስ፥ 1:30 – 3:00 ድ.ቀ
ሓሙስ፥ 4:00 – 5:30 ድ.ቀ

ትረኽብዎም ሰባት

Monika Schiemann

Sekretariat & Anmeldung

Frankfurt

069 / 53 02 302

E-Mail

Katrin Werland

Beratung & Therapie

Frankfurt

069 / 53 02 305

E-Mail

Martin Meding

Leitung

Frankfurt

069 / 53 02 301

E-Mail

Beate Fuchs

Beratung

Höchst

069 / 75 93 672 60

E-Mail

Anzhelina Blum

Beratung & Therapie

Frankfurt

069 / 53 02 303

E-Mail