ርኸቡና ብዛዕባ እዞም ኩነታት:
- ሓዲሽ እንተኾንካ ኣብ ፍራንክፈርት፡ ወይ ኣብዚ ንቁሩብ ግዜ ዝተቀመጥካ እንተኾንካ፧
- ሓገዝ ምስ ውልቃዊን፡ጥዕናውን፡ ነባርን ማሕበራዊ ሕጊ ሕቶታትን፧
- ንናይ ማሕበራዊ ጥቅሚ ክተመልክቱ ትኽእሉ ኢኹም፧
- ናይ ስድራቤት ወይ ዓለትነት ግጭት እንተሎካ፧
- ንናይ ምውህሃድ ወይ ቋንቋ ትምህርቲ ምስ ትደሊ፧
- ሓጸርት ኮርሳትንወይ ዝቅጽሉ ስልጠናታት፧
- ስድራቤትካ ናብ ጀርመን ክትተምጾም መደብ እንተሃልዩካ፧
- ብወለንታኻ ናብ ምመበቆል ዓድኻ ክትምለስ ምስ እትደሊ፧
- ናይ ዑቅባ መስርሕ ጀሚርካን ምኽሪ ኣእንተደሊኻ፧
ምስ ካልኦት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ትካላትን ሰበስልጣንን ንሰርሕ። እዚ ከኣ ዝበለጸ ክንሕግዘኩም ከም ንክእል የመልክት።
ብብዙሕ ቋንቋታት ምኽሪ ንህብን ወይ ተርጎምቲ ንጥቀም።
ምኽሪ ብወለንታን ናይ ናጻ ኣገልግሎትን ኢዪ። ኩሎም ምኽርታት ምስጢሮም ዝተዓቀበ ኢዩ።
Your Consultants
Social Counselling for Migrantion & Flight
Open consultations
Mondays 9:30–12:30 Uhr
Thursdays 14:00–17:30 Uhr
You can also make an individual appointment.
Open consultations
Thursdays 14:00 –17:00 Uhr
You can also make an individual appointment.