ኣብ ግዜ ተጻመድትን ናይ ሂወት ምኽርን፡ ብዛዕባ ዝምድና፡ ስድራቤት፡ ስራሕን ማሕበራዊ ኩነታትን ዝምልከት ሕቶታት ንዘራረብ። ምስኻትኩም ኮና ንፍታሕ ንሰርሕ።
ምጹና ነዞም ከምዚ ዝበሉ ነገራት፡
- ግጭታትን ናይ ተዛመድቲ ባእስን
- ንዝለዓለ ዕጋበት ድልየትን፡ ኣብ ውልቅኻን ኣብ ዝምድናኻን
- ንጻረ ብሓደ ክትነብር ትደሊ እንተኮንካ ከም ሰብ ሓዳር
- ጽኑዕ ዝኾነ ውሳኔ ብዛዕባ ስራሕካን ውልቃዊ ሂወትካን
ንሕና ንድግፈኩም ኣብ ከበድቲ ኩነታት ከም ምፍልላይን፡ ጥዕናዊ ጸገማትን ወይ ስራሕ ምሳንን ሓደሽቲ ኣመለኻኽታ ንኽትደልን ንመጸኢኹም ብሓደ ኮንኩም።
ምኽሪ ኣሎና ን ልዕሊ ዕድመ ተጻመድቲን ውልቀሰባትን፡ ድሕረባይትኦም ብዘየገድስ፡ ባህሎምን፡ ሃይማኖቶምን ወይ ጾትኦም።
ምኽሪ ብ ወለንታን ነጻ ክፍሊትን ኢዩ ኩሎም ምኽሪ ምስጢሮም ዝተዓቀበ ኢዮም።
Your contact persons
Dr. Jörg Fertsch-Röver
Paar- und Lebensberatung
Offenbach
069 / 82 97 70 99
E-Mail
Mandy Hanke
Sekretariat
Frankfurt
069 / 53 02 221
E-Mail
Dr. Jörg Fertsch-Röver
Paar- und Lebensberatung, Leitung
Frankfurt
069 / 53 02 221
E-Mail
Heidrun Krauskopf
Beratung
Höchst
069 / 75 93 672 10
E-Mail
Beate Fuchs
Lebensberatung
Höchst
069 / 75 93 672 10
E-Mail
Claudia Westenberger
Paar- und Lebensberatung
Frankfurt
069 / 53 02 221
E-Mail