ናብ ቅልውላው ጣልቃ ምእታው

ከቢድ ቅልውላዋት (ሞት፡ ቆልዑ ናብ ክንክን ምውሳድ፡ ርሸ-ቕትለት፡ ከቢድ ሕማም፡ ሓደጋ ወዘተ) ኣብ ዘጋጥመሉ እዋ ኩሉግዜ ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍና ቆጸራ ክንህብ ንፍትን።

ከቢድ ቅልውላዋት ንኣብነት ነዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥

  • ሞት
  • ቆልዑ ናብ ክንክን ምውሳድ
  • ርእሰ-ቕትለት
  • ከቢድ ሕማም
  • ሓደጋ
  • ወዘተ

ኣብ ዝኾኑ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ጒዳያት ንጸሓፊና ርኸብዎ። ስሩዕ ናይ ሓጺር እዋን ቆጸራታት ብናጻ ንመንእሰያት ኣለዉና።

ትረኽብዎም ሰባት

Mandy Hanke

Sekretariat

Frankfurt

069 / 53 02 221

E-Mail

Andrea Schare

Sekretariat

Höchst

069 / 75 93 672 10

E-Mail