ርኸቡና ብመኽንያት፡
- ተነቃፊ ሽግራት
- ጽገማትን ምዝርራባት ምስ ሰበስልጣንን
- ድግማ ብዛዕባ ማሕበራዊ ኣርእስትታት (ንኣብነት ሽቅለት ኣልቦነት ጥቅሙን፡ መቅጻዕቲ ንግዚዩን፡ ኣታዊ ደገፍ)
- ጽገማት ምስ ስድራቤትካ ወይ ኣብ ዝምድናኻ
- ኣቅልኻ ክጸበካ ከሎ ብዛዕባ ህሉው ዝምድናኻ
- ትነብረሉ ቦታ ክትደልይ ከሎኻ
- እዚን ክልእን
ናብ ካልኦት እስፐሻሊስት ናይ ምኽሪን፡ ተራፒስትን ሕጋዊ ሓገዛትን ክትረኽቡ ክነመሓላልፈኩም ንኽእል ኢና።
ምኽሪ እንህቦ ኣብ ሃይማኖትኩም ወይ ኣረኣእያኹም ወይ ዘግነትኩም ኣይሙርኮስን። ኣብ ዝኮነ ዘይሙርኮስ ምኽርን ዓቃባአን ናይ ናጻን ኢና ንህብ።
Your contact persons