ተዛረቡና እንድሕሪ፡
- ን ቃለ መሕተት ትዳሎ እንተሃሊኻ
- ኣብ ናይ ዑቅባ መደብካ ምኽሪ እንተደኣ ደሊኻ
- መሰል ምንባርካ ክትፈልጥ ብዙሕ ሓበሬታ እንተደሊካ
ምኽሪ ብ ጀርመን፡ ኢንግሊዝ፡ ፍራንስን ፋርሲን ንህብ። ንኻልኦት ቋንቋታት ክትርጉመልኩም ንዝኽእል ካልእ ሰብ ሒዝኩም ምጹ፡ ወይ ተርጓማይ ከም ዘድልየኩም ሓብሩና ክትቃጸሩ ኸሎኹም። ጽቡቅ ፍታሕ ንዝኾነ ቋንቋ ጸገም ክንረኽበሉ ኢና።
Your contact person