ተዛረቡና እንድሕሪ፡
- ናብ መበቆል ዓድኹም ክትምለሱ እንተደሊኹም ወይ ናብ ካልእ ሃገር ክትከዱ እንተደሊኹም እሞ ንውሳኔ ሓገዝ እንተደሊኹም።
- ነዛ ሃገር ክትገድፍዋ እንተተሓቲትኩም
- ናብ ሃገርኩ ክትምለሱ ኣንተደሊኹም
- ናይ መንበሪ ኩነታትኩም ኣብ ጀርመን ወይ ኣብ ሃገርኩም ክተነጽሩ እንተደሊኹም
- ሓበሬታ ብዛዕባ ምንባርን ምስራሕን ኣብ ሃገርኩም እንተደሊኹም
- ብዛዕባ ነዛ ሃገር ገዲፍካያ ምኻድን ምስኡ ዝመሳሰል ኩነታትን
- ሓዲሽ ፓስፖርት፡ ልሙድ ሰነድ፡ ወይ መተካእታ ሰነድ እንተደሎኻ
ናይ ምምላስ ኣማኸርትና ብውልቆም፡ ብወለንትኦምን ናጻ ክፍሊትን ኢዮም። ምክፋል ምስቲሩ ዝተዓቀበን ኣብ ምውስርሕ ንዘሎ ናይ ኦኡቅባ መስርሕ ኣይጸሉን።
ምኽሮ ዝክፈተሉ:
ሰኑይ 9:30ቅ.ቀ – 12:30ድ.ቀ ን ሓሙስ 2:00ድ.ቀ – 5:30ድ.ቀ .
ብውልቅኹም ቆጸራ ክትገብሩ ውን ትክእሉ ኢኹም።
Your contact person