ነዞም ዝስዕቡ ነገራት ሓገዝ ንህብ፡
- ሓገዝ ኣብ ውልቃውን፡ ጥዕናውን ምቕማጥኩምን ማሕበራዊ ሕጊ ሕቶታትኩምን፧
- ንናይ ማሕበራዊ ጸጥታ ጥቅሚ ንኽትረክቡ ንኽትሓቱ፧
- እንድሕሪ ናይ ስድራቤት ወይ ዓለታውነት ግጭት ኣጋጢሙኩም፧
- እንድሕሪ ንምውህሃድ ወይ ናይ ቛንቛ ትምህርቲ ደሊኹም፧
- ንናይ ቮከሽናል ወይ ንዝቅጽል ትምህርትታት ደሊኹም፧
- ስድራቤትኩም ንጅጀርመን ክተምጽኡ እንተደሊኹም፧
- ብወለንታኻ ናብ መበቖል ዓድኻ ክትምለስ እንተደሊኻ፧
- ናይ ስደተኛ መስርሕካ ጀሚርካ እንተሎኻሞ ምኽሪ እንተደሎኻ፧
ምስ ካልኦት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዝህቡን፡ ኣብያተ ትምሕርትታትን ሰበስልጣንን። እዚ ዝበለጸ ክንሕግዘኩም ከም እንኽእል የረጋግጽ።
እቶም ብቑዓት ኣማኸርትና ኣዝተፈላለየ ቋንቋን ወይ ኣድላዪ ኣብ ዝኾነ ብተርጎምቲን ይሰርሑ።
ምኽሪ ብወለንታን፡ ናይ ናጻ ኣገልግሎትን ምስጢሩ ዝተዓቀበን ኢዩ፧
Your Consultants
Social Counselling for Migrantion & Flight
Open consultations
Mondays 9:30–12:30 Uhr
Thursdays 14:00–17:30 Uhr
You can also make an individual appointment.
Open consultations
Thursdays 14:00 –17:00 Uhr
You can also make an individual appointment.