ስልጠናና ነዚ ዝስዕብ የጠቃልል
ዝተጎድኣ ኣእምሮዕም ንምፍዋስ
መብዛሕቲኦም ኣብ ጀርመን ዑቅባ ዝሓቱ ሰባት ከቢድ ሻይኮሎጂካል ጭንቀትን ጸቅጥን ዘለዎም ኢዮም። ዝጠቅም ፍልጠት ብምሃብሜላ ን ምርግጋእን ምስ ዝተወጽዑ ሰባት ክንሰርሕ ክከሎና።
ስልጠና ኣገልግሎትንወለንታውያንን
- ዝሓለፈ በሰላን ከመይ ጌርካ ትፈልጦን፧
- ከመይ ጌረ ንዝተበደሉ ወገናት ይሕግዝ፧
- ማስ ኢዮም ስደተኛታት ሓገዝ ዘድልዮም፧
- ከመይ ጌሩ ንናይ ዑቅባ መስርሕ ይካየድ፧
- ከመይ ጌረ ውልቃዊ ኣታዊታተይ ይጥቀመሎም፧
ብቁዓት ስልጠናታትናን ወለንታውያንን ዝጠቅም ፍልጠትን ሜላን ነዚን ንካልኦት ሕቶታትን ይምልሱ። እዚ የዳልዎምን ንስቅታ ውሽጣዊ ድምጺ ዝተበደሉ ሰባት ይሕግዝ።
ስልጠና ኣገልግሎት ን ትምህርታዊ ስፐሻሊስትንTraining services for educational specialists
ምስ ስደተኛታት ምስራሕን ምስ ሳይኮሎጂካዊ ጸቅጢን ዝተበደሉ ሰባትንብምርካብ ኣብ ምክሪ ምእከላትን ሰበስልጣንን ምስ ብዙሕ ሕቶ፡
- በሰላ እንታይ ኢዩ ከነይ ጌርካ ተለክዮ፧
- ምእስ ኢዮም ስድደተኛታት ሞያዊ ሓገዝ ዘድልዮም፧
- ከመይ ጌርካ ምቹእ ዝኾነ ናይ ተራፒ ኑቅጣ ትረክብ፧
ስልጠናትና ነዞም ሕቶታት ይምልሱ ኣገደስቲፍልጠት ከስ ንሞያዊ ስራሕ ምስ ስደተኛታት፡ ምስ ትምህርታዊ ሞያ ዘለዎምን፡መምህራን። ኣማኸርቲወይ ካልእ ሰብ ሞያ።እቶም ስልጠና ናይ ሓደ ምዓልቲ ስልጠና ኢዮም።
The Verbund Psychosoziales Zentrum Rhein-Main Hilfe für Geflüchtete (ሳኮሎጂኣዊ ማእከል Rhine-Main ማሕበር-ስደተኛታት ሓገዝ) እዚ ኮርፐረሽን ማእከል Evangelischer Regionalverband (ፍራንክፈርት ዞባዊ ሉተራን ማሕበር) Frankfurt am Main e. V., FATRA e. V., Sigmund-Freud Institute, ፍራንክፈርት ሳይኯናላይቲካል ኢኒስቲትዩት e. V. and Anna-Freud Institute. ፋይናንሲያዊ ሓገዝይቅበል ካብ Hesseሚኒስትርይ ማሕበራዊ ዝምድናታትን ምውህሃድን።
Registration