ስደተኛ ምኽሪ ን ልዕሊ ዕድመ ስደተኛታት (MBE)

ኣብ ቀረባ ግዜ ጀርመን ዝመጻኹምን ግጌና ነገራት ትደልዩ ዘሎኹም፧ እዚ ናይ ስደተኛ ምኽሮ ን ልዕሊ ዕድመ ስደተኛታት ክሳብ ዘሎኹም ክሕግዘኩም ይኽእል።

ርኸቡና ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት:

  • ሓዲሽ ኣብ ፍራንክፈርት ወይ ንቅሩብ ግዜ ዝነበርካ እንተኾንካ
  • ሓገዝ ኣብ ውልቃዊ፡ ጥዕናዊ ናብራዊን ማሕበራዊ ሕጊ ሕቶ እንተሃልዩካ
  • ንናይ ቋንቋ ወይ ምውህሃድ ትምህርቲ እንተደሊኻ
  • ሰርቲፊቻትክስን ብቅዓትካን ክልለየልካ እንተደሎኻ
  • ሓገዝ ምስ ስድራቤትካ ክትጠራነፍ እንተደሎኻ
  • ንናይ ሓጺር ወይ ዝቅጽል ወይ ካልእ ሞያ ትምህርቲ እንተደሊኻ
  • ሕቶ ብዛዕባ ስድራቤት፡ ኣተዓባብያ፡ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ቆልዑት ወይ ቤት ትምህርትን

ናይ ስደተኛ ምኽሮ ኣገልግሎት ንልዕሊ ዕድመ ስደተኛታት (MBE) ጠለባት ድልየትኩም የማልእ። ናብ ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎት ውርይ ትምህርታዊ ትካላት ከም ኣድላይነቱ ነመሓላፍፍ ኢና።

እቶም ብቁዓት ኣማኸርትና ካብ ንናይ ዓውዲ ትምህርቲ ሾሻል ፐዳጎጂን ሾሻል ዎርክን ኢዮም። ምኽርሪ ብ ፍቃድካን ብዘይ ክፍሊትን ኢዩ። ኩሉ ምኽሪ ምስጢሩ ዝተዓቀበ ኢዩ።


Your contact persons

Stephanie Laier

Verwaltung

Offenbach

069 / 82 97 70 99

E-Mail

Karin Müller

Sekretariat

Frankfurt

069 / 53 02 159

E-Mail

Kahraman Topuz

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 159

E-Mail

Anastassia-Tasoula Pentidou

Beratung

Offenbach

069 / 82 97 70 99

E-Mail

Kahraman Topuz

Migrationsberatung

Frankfurt

069 / 53 02 291

E-Mail

Gülsah Kici Graulich

Sekretariat

Höchst

069 / 75 93 672 40

E-Mail

Counselling is provided independently of your religious or world views and nationality. We provide independent counselling confidentially and free of charge. The migration consultation service for adult migrants receives financial support from: