ማሕበራዊ ምክትታል መደብ

ንስደተኛታት ኣብ ናይ መዓልታዊ መነባብርኦም ኣብ ጀርመንን ንሕግዝን ኣብ ኣገዳሲ ደገፍ ንገብር፧

እቶም ፍቃደኛታት ዝኾኑ ማሕበራዊ ተኸታተልቲ ብገምጋም ኣስታት ክልተ ስዓት ኣብ ሰሙን ን ስደተኛታትን ን ግዚያዊ ነበርትን ንምሕጋዝ ቋንቋ ጀርመን ንኽመሃሩን፡ ሓጸርቲ ትምህርትታት ንምርካብን፡ ቡሮክራሲያዊ ጉዳያት ንምስታፍን። ብሓደ ኮይኖም ን ፍራንክፈርት ክዘሩዋ ወይ ከም ዝተዓሞም ብሓደ ኮይኖም ግዜ ከሕልፉ ይኽእሉ። ዕላማ ናይቲ ሓገዝ ኣብቲ ድልየታት ናይቲ ተሓገዚ ይሙርከስ።

ከም ክፋል SOCIUS መደብ ጌርና ወለንታውያን ክነሰልጥን ጸኒሕና ካብ 2012። SOCIUS tandems (ብሓደ ን ሓገዝትን ጠሓገስትን ምዕባይ) በቶም ሰብ ሞያ ኣወሃሃድትና ኢዮም ተመሪጾም።

ኣወሃሃድትና ን SOCIUS tandems (ንሓገዝትን ተሓገዝትን) ኣብ ግዜ ምትሕግጋዞም ይድግፍ። ምስቶም ኪላታት ኣማኸርቲ ውን ብቀረባ ኢያ ትሰርሕ። ሓገዝቲ ኣብ ግዜ ናይ ብሓባር ዝርርባት ተሓገዝቲ ክቅይሩ ይፈደሎም።

Socius ስልጠና

ትደሊ ዲኻ ናይ ወለንታን ኣሰልጣኒ SOCIUS ፧


ንዝበለጸ ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ወለታዊ ስልጠና፡

www.efo-magazin.de

Your contact persons

Silja Dickemann

Leitung

Frankfurt

069 / 53 02 161

E-Mail

Petra Buschkämper

Sekretariat

Frankfurt

069 / 53 02 225

E-Mail