ሓበሬታን መምርሒን ንቅርብ
- ናጋይሽ ዝምልከት ሕቶታት
- ስራሕን ማሕበራዊ ሕግን ሕቶታት
- ብዛዕባ ትምህርቲ ደቅኹም ዘሎኩም ሕቶታት
- ሕቶታት ክትሰርሕ ዘይምኽኣልካን ስንክልናን
- ጸገም ናይ ኣፓርታማን ዋናገዛን ጎረባብትን
- ጸገም ብዛዕባ ሕማማትን ኣተሓኻኽምኡን
- ክትምለሰሉ ትኽእል ናብ ምመበቆል ሃገርካ
- ናብ ካልኦት ሓገዝቲ ኣገልግሎታት፡ ምውህሃዳትን ቋንቃ ጀርመን ንክትረክብ ነመሓላልፍ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት
- ሕቶ ብዛዕባ ምቾታት፡ ስፖርትን ባህላዊ ኣገልግሎትን
ምኽርን ሓገዝን ንህብ
- ናይ ምርድዳእ ጸገምን ናይ ባሕሊ ምግጫዋትን
- ጉዳያት ምንኣስ
- ስድራቤት፡ ባእስን ኣታዓባብያን ጸገማትን
- ናይ ዓለትነት ግጭት
- ጸገማትን ክብደት ምዝርራብ ምስ ኦፊሳት ኣካላትን ሰበስልጣንን
ምኽሪ ንህብ ብዘይ ኣድልዎ ሃይማኖትን ዓለም ኣጠማምታን ዜግነትን። ነጻን ጽልዋ ዘይብሉን ምስጢሩ ዝተዓቀበን ኢዩ።
ምኽሪ ዝኽፈተሉ: ሰሉስ ናይ ምሸት, 2 – 4 ድ.ቀ.
Your contact persons