ሽግር ጣልቃ

ኣብ ግዜ ህጹጽ ኩነታት ብተኻእለ መጠን ቅልጡፍ ቖጸራ ንህብ።

ህጹጽ ኩነታት እዚ የጠቃልል፡ ናብነት፡

  • ሞት
  • ቆልዑ ናብ እንዳ መእለዪ ምስ ዝውሰዱ
  • ነብሰቕትለት
  • ከቢድ ሕማም
  • ዝሓደጋ
  • ወዘተ.

ብኽብረትኩም ንሰክረታሪትና ኣብከምዚ ኩነታት ርኸብዋ። ንሕዝ ኢና ንሓጺር ጊዜ ቆጸራ ናጻ ን መንእሰያት።

Your contact persons

Claudia Hauer

Sekretariat

Frankfurt

069 / 53 02 220

E-Mail

Andrea Schare

Sekretariat

Höchst

069 / 75 93 672 10

E-Mail