ተጻመድቲን ናይ ሂወት ምኽርን

ኣብ ግዜ ተጻመድትን ናይ ሂወት ምኽርን፡ ብዛዕባ ዝምድና፡ ስድራቤት፡ ስራሕን ማሕበራዊ ኩነታትን ዝምልከት ሕቶታት ንዘራረብ። ምስኻትኩም ኮና ንፍታሕ ንሰርሕ።

ምጹና ነዞም ከምዚ ዝበሉ ነገራት፡

  • ግጭታትን ናይ ተዛመድቲ ባእስን
  • ንዝለዓለ ዕጋበት ድልየትን፡ ኣብ ውልቅኻን ኣብ ዝምድናኻን
  • ንጻረ ብሓደ ክትነብር ትደሊ እንተኮንካ ከም ሰብ ሓዳር
  • ጽኑዕ ዝኾነ ውሳኔ ብዛዕባ ስራሕካን ውልቃዊ ሂወትካን

ንሕና ንድግፈኩም ኣብ ከበድቲ ኩነታት ከም ምፍልላይን፡ ጥዕናዊ ጸገማትን ወይ ስራሕ ምሳንን ሓደሽቲ ኣመለኻኽታ ንኽትደልን ንመጸኢኹም ብሓደ ኮንኩም።

ምኽሪ ኣሎና ን ልዕሊ ዕድመ ተጻመድቲን ውልቀሰባትን፡ ድሕረባይትኦም ብዘየገድስ፡ ባህሎምን፡ ሃይማኖቶምን ወይ ጾትኦም።

ምኽሪ ብ ወለንታን ነጻ ክፍሊትን ኢዩ ኩሎም ምኽሪ ምስጢሮም ዝተዓቀበ ኢዮም።

Your contact persons

Dr. Jörg Fertsch-Röver

Paar- und Lebensberatung

Offenbach

069 / 82 97 70 99

E-Mail

Mandy Hanke

Sekretariat

Frankfurt

069 / 53 02 221

E-Mail

Dr. Jörg Fertsch-Röver

Paar- und Lebensberatung, Leitung

Frankfurt

069 / 53 02 221

E-Mail

Heidrun Krauskopf

Beratung

Höchst

069 / 75 93 672 10

E-Mail

Beate Fuchs

Lebensberatung

Höchst

069 / 75 93 672 10

E-Mail

Claudia Westenberger

Paar- und Lebensberatung

Frankfurt

069 / 53 02 221

E-Mail