ተዛረቡና እንድሕሪ፡
- ሓገዝ ኣብ መዓልታዊ ሄትኩም የድልየኩም ኮይኑ
- ሕቶታት ብዛዕባ ጥዕናኹምን ሂወትኩምን እንተልዩኩም
- ደገፍ ይድልየኩም እንተኾይኑ ንኽትውስኑ
- ኣብ ኣዋጣሪ ናይ ሂወት ኩነታት እንተሊኹም
- ስድራቤት እንተሃልዩኩም፡ ጥዕናዊ ወይ ኣእሙርኣዊ ጸገም እንተልዩኩም
መፍትሒ ክንረክብ ብሓደ ክንሰርሕ ኢና።
ምኽሪ ብ ወለንታን ነጻ ክፍሊትን ኢዩ። ምስጢሩ ዝተዓቀበ ኢዩ። ኣምኸርትና ካብ ዓውዲ ሾሻል ዎርከርን፡ ሾሻል ፐዳጎጂን ሳይኮሎጂን ኢዮም። ብሓደ ክንሰርሕ ኢና ንነቲ ፍታሕ።
Your contact persons