ርኸቡና ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት:
- ሓዲሽ ኣብ ፍራንክፈርት ወይ ንቅሩብ ግዜ ዝነበርካ እንተኾንካ
- ሓገዝ ኣብ ውልቃዊ፡ ጥዕናዊ ናብራዊን ማሕበራዊ ሕጊ ሕቶ እንተሃልዩካ
- ንናይ ቋንቋ ወይ ምውህሃድ ትምህርቲ እንተደሊኻ
- ሰርቲፊቻትክስን ብቅዓትካን ክልለየልካ እንተደሎኻ
- ሓገዝ ምስ ስድራቤትካ ክትጠራነፍ እንተደሎኻ
- ንናይ ሓጺር ወይ ዝቅጽል ወይ ካልእ ሞያ ትምህርቲ እንተደሊኻ
- ሕቶ ብዛዕባ ስድራቤት፡ ኣተዓባብያ፡ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ቆልዑት ወይ ቤት ትምህርትን
ናይ ስደተኛ ምኽሮ ኣገልግሎት ንልዕሊ ዕድመ ስደተኛታት (MBE) ጠለባት ድልየትኩም የማልእ። ናብ ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎት ውርይ ትምህርታዊ ትካላት ከም ኣድላይነቱ ነመሓላፍፍ ኢና።
እቶም ብቁዓት ኣማኸርትና ካብ ንናይ ዓውዲ ትምህርቲ ሾሻል ፐዳጎጂን ሾሻል ዎርክን ኢዮም። ምኽርሪ ብ ፍቃድካን ብዘይ ክፍሊትን ኢዩ። ኩሉ ምኽሪ ምስጢሩ ዝተዓቀበ ኢዩ።
Your contact persons
Counselling is provided independently of your religious or world views and nationality. We provide independent counselling confidentially and free of charge. The migration consultation service for adult migrants receives financial support from: