ርኸቡና እንድህሪ ኣብዞም ዝስዕቡ ኩነታት ሃሊኹም፡
- ተፈላሊኹምን ኣብ ቤትፍርዲ ብዛዕባ ናይ ቆልዑት ውክልናን መሰላት ምርኻብኩም እንተሊኹም፧
- ሓገዝ ናይ ሳልሳይ ኣካል ትደሊ እንተሃሊኻ፧
- ንጥቅሚ ውሉድካ ክትሰማማዕ ደሊኻ እንተሃሊኻ፧
ሓደ ሓደ ግዜ ወለድቲ ሓገዝ የድልዮም ኢዩ ኣብ ምርካብ ወይ ውክልና ውላዶም ድጥሪ ምፍልላይ ወይ ፍትፍ። ምኽሪ ን ግጭት ስርዓታት ነቲ ዘጥፍእዎ እምነት ክትክእዎ ክገብሮም ይኽእል። እዚ ኸኣ ን ደቆም ዝጠቅም ስምምዕ ክበጽሑ ይሕግዞም። ኣብ ከምኡ እንተበጺሖም ናይ ቤትፍርዲ ውሳኔ ኣየድልን።
እዚ ዓይነት ምኽሪ ኣብ ሰለስተ መሰረታውን ነገራት ዝተሞርኮሰ ኢዩ፡
ቆልዑ ጽቡቅ፡ ውሑስ ዝምድና ምስ ወለዶም የድልዮም
ዝምድናታት ብ ቤት ፍርዲ ተደፊኦም ካትውኻ ኣይክእልን
ወለድቲ ንደቆም ኣብ ጊዜ ምፍልላዮም ወይ ባእሶም ምስቲ ሓደ ወላዲ ጽቡቅ ዝምድና ክህልዎም ክሕግዝዎም ይግባእ
ብቤት ፍርዲ ናብ ናይ ምኽሪ ናይ ግጭት ሽርዓታት ክትስደድ ትኽእል። ሽዑ መመልከቻ ዝግባእ ተቅርብ።
ኣብ ፍራንክፈርት፡ ብቤት ፍርዲ ዝድገፍ ፎርም ን ምክሪ ብ Caritas ማሕበርን ብ Evangelischer Regionalverband Frankfurt (ፍራንክፈርት ዞባዊ ሉተራን ማሕበርን) ካብ 2009 ይወሃብ።
German
Your contact persons