ክኽተልዎ ዘለዎም ምኽሪ ን ስደተኛታት

ብዛዕባ ዕቅባን ነባርነት ኣገባብን ምዕዶ ንህብ።

ተዛረቡና እንድሕሪ፡

  • ን ቃለ መሕተት ትዳሎ እንተሃሊኻ
  • ኣብ ናይ ዑቅባ መደብካ ምኽሪ እንተደኣ ደሊኻ
  • መሰል ምንባርካ ክትፈልጥ ብዙሕ ሓበሬታ እንተደሊካ

ምኽሪ ብ ጀርመን፡ ኢንግሊዝ፡ ፍራንስን ፋርሲን ንህብ። ንኻልኦት ቋንቋታት ክትርጉመልኩም ንዝኽእል ካልእ ሰብ ሒዝኩም ምጹ፡ ወይ ተርጓማይ ከም ዘድልየኩም ሓብሩና ክትቃጸሩ ኸሎኹም። ጽቡቅ ፍታሕ ንዝኾነ ቋንቋ ጸገም ክንረኽበሉ ኢና።

Your contact person

Barbara Lueken

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 297

E-Mail