ማሕበራዊ ምኽርን ምዕዶን ግዚያውያን ነበርትንንስደተኛታትን

ንሕና ናይ ኣገልግሎት ምኽሪ ኣብ ሕጋዊን፡ ስድራቤታውን ማሕበራዊ ሕቶታትን ኣብ ኣነባብራኹም ኣብ ፍራንክፈርት ዝዓለመ ንህብ።

ነዞም ዝስዕቡ ነገራት ሓገዝ ንህብ፡

  • ሓገዝ ኣብ ውልቃውን፡ ጥዕናውን ምቕማጥኩምን ማሕበራዊ ሕጊ ሕቶታትኩምን፧
  • ንናይ ማሕበራዊ ጸጥታ ጥቅሚ ንኽትረክቡ ንኽትሓቱ፧
  • እንድሕሪ ናይ ስድራቤት ወይ ዓለታውነት ግጭት ኣጋጢሙኩም፧
  • እንድሕሪ ንምውህሃድ ወይ ናይ ቛንቛ ትምህርቲ ደሊኹም፧
  • ንናይ ቮከሽናል ወይ ንዝቅጽል ትምህርትታት ደሊኹም፧
  • ስድራቤትኩም ንጅጀርመን ክተምጽኡ እንተደሊኹም፧
  • ብወለንታኻ ናብ መበቖል ዓድኻ ክትምለስ እንተደሊኻ፧
  • ናይ ስደተኛ መስርሕካ ጀሚርካ እንተሎኻሞ ምኽሪ እንተደሎኻ፧

ምስ ካልኦት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዝህቡን፡ ኣብያተ ትምሕርትታትን ሰበስልጣንን። እዚ ዝበለጸ ክንሕግዘኩም ከም እንኽእል የረጋግጽ።

እቶም ብቑዓት ኣማኸርትና ኣዝተፈላለየ ቋንቋን ወይ ኣድላዪ ኣብ ዝኾነ ብተርጎምቲን ይሰርሑ።

ምኽሪ ብወለንታን፡ ናይ ናጻ ኣገልግሎትን ምስጢሩ ዝተዓቀበን ኢዩ፧

Your Consultants

Social Counselling for Migrantion & Flight

Karin Müller

Sekretariat

Frankfurt

069 / 53 02 159

E-Mail

Open consultations
Mondays 9:30–12:30 Uhr
Thursdays 14:00–17:30 Uhr
You can also make an individual appointment.

Gülsah Kici Graulich

Sekretariat

Höchst

069 / 75 93 672 40

E-Mail

Open consultations
Thursdays 14:00 –17:00 Uhr
You can also make an individual appointment.

Leonie Albert

Leitung Migrationsberatung

Höchst

069 / 75 93 672 40

E-Mail

Gülsah Kici Graulich

Sekretariat

Höchst

069 / 75 93 672 40

E-Mail

Kahraman Topuz

Migrationsberatung

Frankfurt

069 / 53 02 291

E-Mail

Kahraman Topuz

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 159

E-Mail

Sanmira Cehajic

Beratung

Höchst

069 / 75 93 672 40

E-Mail

Mehari Dunfu

Beratung

Höchst

069 / 75 93 672 40

E-Mail

Malale Schokory

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 159

E-Mail