ናይ ቤተክርስትያን ዑቕባ

ብዛዕባ ናይ ብቤተክርስቲያን ዝሕተት ዑቅባ ምኽሪ ኣብ ዝኾነ ሕቶ ንህብ።

ምሳና ተዛረቡ እንተ፡

  • ብዛዕባ ቤተክርስቲያን ዑቅባ ዝያዳ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ፧
  • ኣብ ናይ ኣከቢያቢ ቤተክርስትያን ንጡፍ ተሳታፊ ምስ እትከውን
  • ኣከቢያቢታት ከመይ ጌረን ምኽርን ሓገዝን ከም ዝረኽባ ንኽትፈልጥ
  • ክትፈልጥ እንተደሊኻ ሕጋዊ ሳዕቤን ናይ ኣከብያቢያቢ ቤተክርስትያን ናይ ቤተክርስትያን ዑቅባ እንተሂባ
  • ሓበሬታ ትደሊ እንተሃሊኻ ብዛዕባ ናይ ቤተክርስትያን ቦታ ኣብ ናይ ቤተክርስትያን ዑቅባ ንምርካብ

Vereinbaren Sie einfach einen Termin, wir freuen uns mit Ihnen ins Gespräch zu kommen. In Fragen zum Kirchenasyl arbeiten wir eng mit der Clearingstelle Kirchenasyl von EKHN, EKKW und Diakonie zusammen. ቆጸራ ሓዝ። ምስኹም ክንዘራረብ ድልዋት ኢና። ንሕና ብቀረባ ኢና ንሰርሕ ምስ ናይ ቤተክርስትያን ዑቅብስ ዘጸርዩ ማእከላት EKKw(ናይ ከኒሻ ቤተክርስትያን ኣብ Hesse and Nassau), EKKW (ወንጌላዊት ቤተክርስትያን ኣብ Hesse Electorate-Waldeck) ን Diakonie.

Your contact person

Barbara Lueken

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 291

E-Mail