ግዚያዊ ስደተኛታትን ናይ ምትህንፋጽ ባህልን amp; ምዕዶ ማእከል

ኣብ ከባቢ ኦፍንባች ዲኻ ትቅመጥ፧ ካብ ካልእ ሃገር ዲኻ መጺኻ፧ ነባሪ ጀርመን ክትከውን መደብ ዶ ኣሎካ፡ ክትነብርን ክትሰርሕን፧ ብዙሕ ሕቶታት ዶ ኣሎካ፧ ኢሞ እቶም ትኽክል ሰባት ኢና ንዓኹም!

ሓበሬታን መምርሒን ንቅርብ

  • ናጋይሽ ዝምልከት ሕቶታት
  • ስራሕን ማሕበራዊ ሕግን ሕቶታት
  • ብዛዕባ ትምህርቲ ደቅኹም ዘሎኩም ሕቶታት
  • ሕቶታት ክትሰርሕ ዘይምኽኣልካን ስንክልናን
  • ጸገም ናይ ኣፓርታማን ዋናገዛን ጎረባብትን
  • ጸገም ብዛዕባ ሕማማትን ኣተሓኻኽምኡን
  • ክትምለሰሉ ትኽእል ናብ ምመበቆል ሃገርካ
  • ናብ ካልኦት ሓገዝቲ ኣገልግሎታት፡ ምውህሃዳትን ቋንቃ ጀርመን ንክትረክብ ነመሓላልፍ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት
  • ሕቶ ብዛዕባ ምቾታት፡ ስፖርትን ባህላዊ ኣገልግሎትን

ምኽርን ሓገዝን ንህብ

  • ናይ ምርድዳእ ጸገምን ናይ ባሕሊ ምግጫዋትን
  • ጉዳያት ምንኣስ
  • ስድራቤት፡ ባእስን ኣታዓባብያን ጸገማትን
  • ናይ ዓለትነት ግጭት
  • ጸገማትን ክብደት ምዝርራብ ምስ ኦፊሳት ኣካላትን ሰበስልጣንን

ምኽሪ ንህብ ብዘይ ኣድልዎ ሃይማኖትን ዓለም ኣጠማምታን ዜግነትን። ነጻን ጽልዋ ዘይብሉን ምስጢሩ ዝተዓቀበን ኢዩ።

ምኽሪ ዝኽፈተሉ: ሰሉስ ናይ ምሸት, 2 – 4 ድ.ቀ.

Your contact persons

Stephanie Laier

Verwaltung

Offenbach

069 / 82 97 70 99

E-Mail

Anastassia-Tasoula Pentidou

Beratung

Offenbach

069 / 82 97 70 99

E-Mail