ምኽሪ ንወጥሪ ስርዓታት ኣብ ምፍልላይን & ፍትሕ

ንናይ ግጭት ስርዓታት ንናይ ውድኩም ዝበለጸ ጥቅሚ ንክትሰማምዕ ይህግዝ።

ርኸቡና እንድህሪ ኣብዞም ዝስዕቡ ኩነታት ሃሊኹም፡

  • ተፈላሊኹምን ኣብ ቤትፍርዲ ብዛዕባ ናይ ቆልዑት ውክልናን መሰላት ምርኻብኩም እንተሊኹም፧
  • ሓገዝ ናይ ሳልሳይ ኣካል ትደሊ እንተሃሊኻ፧
  • ንጥቅሚ ውሉድካ ክትሰማማዕ ደሊኻ እንተሃሊኻ፧

ሓደ ሓደ ግዜ ወለድቲ ሓገዝ የድልዮም ኢዩ ኣብ ምርካብ ወይ ውክልና ውላዶም ድጥሪ ምፍልላይ ወይ ፍትፍ። ምኽሪ ን ግጭት ስርዓታት ነቲ ዘጥፍእዎ እምነት ክትክእዎ ክገብሮም ይኽእል። እዚ ኸኣ ን ደቆም ዝጠቅም ስምምዕ ክበጽሑ ይሕግዞም። ኣብ ከምኡ እንተበጺሖም ናይ ቤትፍርዲ ውሳኔ ኣየድልን።

እዚ ዓይነት ምኽሪ ኣብ ሰለስተ መሰረታውን ነገራት ዝተሞርኮሰ ኢዩ፡

ቆልዑ ጽቡቅ፡ ውሑስ ዝምድና ምስ ወለዶም የድልዮም

ዝምድናታት ብ ቤት ፍርዲ ተደፊኦም ካትውኻ ኣይክእልን

ወለድቲ ንደቆም ኣብ ጊዜ ምፍልላዮም ወይ ባእሶም ምስቲ ሓደ ወላዲ ጽቡቅ ዝምድና ክህልዎም ክሕግዝዎም ይግባእ

ብቤት ፍርዲ ናብ ናይ ምኽሪ ናይ ግጭት ሽርዓታት ክትስደድ ትኽእል። ሽዑ መመልከቻ ዝግባእ ተቅርብ።

ኣብ ፍራንክፈርት፡ ብቤት ፍርዲ ዝድገፍ ፎርም ን ምክሪ ብ Caritas ማሕበርን ብ Evangelischer Regionalverband Frankfurt (ፍራንክፈርት ዞባዊ ሉተራን ማሕበርን) ካብ 2009 ይወሃብ።

German

Your contact persons

Mandy Hanke

Sekretariat

Frankfurt

069 / 53 02 221

E-Mail

Andrea Schare

Sekretariat

Höchst

069 / 75 93 672 10

E-Mail