ምኽሪ፡ ምዕዶን ተራፒን ን ስደተኛታት

ምኽሪ ንልግስ እንድሕሪ ሳይኮሎጂካዊ ሓገዝ ደሊኹም።

ነዞም ዝስዕቡ ነገራት ርከቡና፡

  • ሳይኮሎጂካዊ ምኽሪን ተራፒን እንተደሊኹም፧
  • ጭንቀት ወይ ናይ ሓዘን ስምዒት እንተሃልዩኩም፧
  • ጸገም ናይ ምዝካር እንተሃልዩኩም፧
  • ለይቲ ድቃስ ያብየኩም እንተኾይኑ፧
  • ለይቲ ትትስኡ ልብኹም ተረግ ተረግ እንዳበለት፧

ህድማ፡ ማህረምቲን ካልኦት ኦኣይነይ ናይ ጎነጽ ዘጋጠሙኻ ስንብራት ይሓድጉ ኢዮም ኣብ ዓበይትን፡ ኮተትየን፡ ቖልዑን። ንናይ ምኽሪ ኣገልግሎትና ተጠቀምሉ። ክንሕግዘኩም ኢና ንናይ ኣእምሯውን ፊዚካላውን ወጥርታትን ኣሸገርቲ ጽልዋታትን።

ኣማኸርትና ሳይኮሎጂካዊ ሜላን፡ ምኽርን፡ ተራፕን ብ ጀርመንን ብ ተርጎምትን ይህብ።

እዚ ዓቃባዊ ምኽር ናይ ወለንታን ብ ናጻን ኢዩ።

Your contact person

Noriko Blaue

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 291

E-Mail

Susanne Schupp

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 291

E-Mail

Barbara Lueken

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 297

E-Mail

Miriam Schwarz

Beratung

Frankfurt

069 / 53 02 291

E-Mail

Karin Müller

Sekretariat

Frankfurt

069 / 53 02 159

E-Mail